ኣብ ላቲቭያ ዝርከቡ ኩሎም ትካላት ንህዝቢ ክፉታትን ምስ ነበርቲ ዘድሊ ተረዳድኦን ዝገብሩን እዮም። መብዛሕትኡ እዋን ብቋንቋታት ራሽያ ወይ ኢንግሊዝ ምርድዳእ ይከኣል እዩ። ምስ ዝተፈላለያ ትካላት ንምርኻብ ክትደሊ ከለኻ ማሕበራዊ መኻሪኻ ንኽሕግዘካ ሕተቶ።
ስራሕ
ስራሕ ኣልቦ ምዃነይ ዝገልፅ መረዳእታ ከመይ ክረክብ እኽእል?
ምስ ኣማኻሪ ቁፃር ስራሕ ብኸመይ ክራኸብ ?
State Employment Agency – ፍሉይ ኣማኻሪ ስደተኛታትን ግዝያዊ ፅግዕተኛታትን
ቁፅሪ ስልኪ: + 371 25704510
integracija@nva.gov.lv; nva@nva.gov.lv
ኣስራሒ ኣብ ልዕለይ ዘይፍትሓዊ ተግባር እንተፈፂሙ ንመን ክረክብ?
State Labour Inspectorate
ቁፅሪ ስልኪ ሕቶ እንተሊኩም: + 371 67186522, + 371 67186523
ኢሜይል: vdi@vdi.gov.lv
K. Valdemara iela 38 k-1, Riga
መጠንን ዓይነትን ክኸፍሎ ዝግበኣኒ ግብሪ መንግስቲ ኣበይ ክሓትት ይግበኣኒ?
State Revenue Service
ኢሜይል: VID.konsultanti@vid.gov.lv
ኣብ ላቲቭያ መጠን ዝነኣሰ መሃያ ንምፍላጥ ሓበሬታ ካበይ ክረክብ እኽእል?
መንበሪ ገዛ
ዝነብረሉ ከባቢ ብኸመይ ከፍልጥ ?
Office of Citizenship and Migration Affairs
ኢሜይል: pmlp@pmlp.gov.lv
ሕቶ እንተሊኩም ቁጥሪ ስልኪ: +371 8300
ትምህርቲ
ቋንቋ ላቲቭያ ክመሃር እንተደልየ ንመን ክረክብ ?
- ስራሕ ኣልቦ እንተኾይንካ፣ ናብ ኮርስታት ቋንቋ ላቲቭያ SEA ኣመልክት።
State Employment Agency – ፍሉይ ኣማኻሪ ስደተኛታትን ግዝያዊ ፅግዕተኛታትን
ቁፅሪ ስልኪ: + 371 25704510
integracija@nva.gov.lv; nva@nva.gov.lv
- ስራሕ እንተለካን ኣብ Riga ነባሪ እንተኾይንካን ብሰብ መዚ ቤት ከተማ ማዘጋጃ Riga ናብ ዝተዳለዉ ኮርስታት ቋንቋ ላቲቭያ ኣመልክት።
Education, Culture and Sports Department of Riga City Council
Krisjana Valdemara iela 5;
ቁፅሪ ስልኪ: + 371 67026678; + 371 67026816
ኢሜይል: iksd@riga.lv
- ኣብ ካሊእ ቤት ከተማ ማዘጋጃ ትሰርሕን ትቅመጥን እንተኾይንካ ፣ ንእትነበርሉ ቤት ማዘጋጃ ብምሕታት ቋንቋ ላቲቭያ እትመሃረሉ ተኽእሎታት ክህሉ ፀዓር።
- ናይ ውልቀ ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ዝህቦ ዕድል እውን ተጠቀመሉ።
ብቅዓት ቋንቋ ላቲቭያ ዝገልፅ ሰርተፊኬት ንምርካብ ፈተና ቋንቋ ላቲቭያ ኣበይ ክወስድ እኽእል?
National Centre for Education
ምዝገባ ፈተና ሃገራዊ ቋንቋ፣ ምሃብ ሰርተፊኬት 10:00–17:00, ሰሉስ – ሓሙስ 10:00–16:00,Riga, Vaļņu iela 2, 1st Floor፣ ክፍሊ 100፣ ቁፅሪ ስልኪ: + 371 67281232.
ኣብ ላቲቭያ ትምህርቲ ዝርከብሎም ዕድላት ንምፍላጥ ሓበሬታ ካበይ ክረክብ እኽእል?
Ministry of Education and Science (ሚኒስቴር ትምህርትን ሳይንስን)
ቁፅሪ ስልኪ: + 371 67226209
ኢሜይል: pasts@izm.gov.lv
ኣብ Riga ብዛዕባ ዝወሃብ ትምህርቲ ንኣባፅሕ (ዓበይቲ) ዝምልከት ሓበሬታ ካበይ ክረክብ እኽእል?
Education, Culture and Sports Department of Riga City Council
Krisjana Valdemara iela 5;
ቁፅሪ ስልኪ: + 371 67026678; + 371 67026816
ኢሜይል: iksd@riga.lv
ማሕበራዊ ድጋፍ
ብመንግስቲ ዝወሃብ ማሕበራዊ ኣበል ንምቅባል ንመን ክረክብ?
State Social Insurance Agency
ኢሜይል ምኽሪ ንምርካብ: konsultacijas@vsaa.lv
ብቤት ከተማ ማዘጋጃ ዝወሃብ ማሕበራዊ ኣባል ንምቅባል ንመን ክረክብ?
ብቤት ከተማማዘጋጃ ዝወሃብ ኣበል ንምውሳድ ናብ እትነብረሉ ዝለኻን ዝተመዝገብካሉን ማሕበራዊ ግልጋሎት ቤት ከተማ ማዘጋጃ ኣመልክት። ኣብ Riga ትቅመጥ እንተኾይንካ እቲ ኣድራሻ ፦
Riga Social Services
Baznicas iela 19/23
ቁፅሪ ስልኪ: + 371 67105048
ብቤት ከተማ ማዘጋጃ Riga (the Riga municipal authorities) ብዛዕባ ዝወሃብ ማሕበራዊ ድጋፍ ዝገልፅ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታ Riga City Council Welfare Department ብ ላቲቭያን ራሽያን ወይ ናብ ናፃ ናይ ስልኪ መስመር + 371 80005055 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል።
ሓገዝ ማሕበራዊ መኻሪ እንተደልየ ንመን ክረክብ ?
Society Integration Foundation
Aspazijas bulvāris 24, 3rd Floor, Riga, LV-1050
ቁፅሪ ስልኪ: +371 67078226 (LV, EN, RU)
ኢሜይል: info@sif.gov.lv
ኣብ እዋን ፀገም ንኻሊእ ኸ ንምን ክረክብ?
The Latvian Red Cross
ኣብ ቅልውላው ንዘለዉ ሰባት ብምኽንያት ዜግነቶም፣ ዓሌቶም፣ ሃይማኖታዊ እምነቶም፣ ማሕበራዊ ደረጅኦም ወይ ድማ ፖለቲካዊ ርኢቶኦም ይረድእ፡፡
Society „Gribu palīdzēt bēgļiem” (I want to help refugees)
ዕላማ ንጥፈታት ሕብረተሰብ ንስደተኛታት፣ ፅግዕተኛታት ፖለቲካን ግዚያዊ ፅግዕተኛታትን ብመሰረት ዝተነፀሩ ድልየታቶም ማለት ብቁጠብኦም፣ ማሕበራውን ባህላውን ውህዶቶም ኣቢልካ ተግባራዊ፣ ቅልጡፍን ብፍቃደኝነት ዝወሃብ ሓገዝ ንምቅራብ እዩ።
https://www.facebook.com/groups/1044267682279709/
gribupalidzetbegliem@gmail.com
ሕጋዊ ሓገዝ
ሕጋዊ ሓገዝ ካበይ ክረክብ እኽእል?
Ombudsman’s Office of the Republic of ላቲቭያ
Baznicas iela 25, Riga, LV 1010
ቁፅሪ ስልኪ: 67686768
ኢሜይል: tiesibsargs@tiesibsargs.lv
ማእኸል ሰብኣዊ መሰላት ላቲቭያ
Skolas iela 21, 6th Floor, 609c,
Riga, LV – 1010, ላቲቭያ
ቁፅሪ ስልኪ: +371 67039290
ቁፅሪ ስልኪ: 67039290 (CSC Telecom)
ኢሜይል: office@humanrights.org.lv
ማሕበረሰብ “Shelter “Safe House””
ቁፅሪ ስልኪ ንሳልሳይ ሃገር ዜጋታት: (+371) 25565098
ኢሜይል: drosa.maja@gmail.com
ሰነዳት
መለለይ መንነትን መንቀሳቀሲ ሰነዳትን እንተደልየ ንመን ክረክብ?
Office of Citizenship and Migration Affairs
ኢሜይል: pmlp@pmlp.gov.lv
ሕቶ እንተሊኩም ቁጥሪ ስልኪ: +371 8300
ኣፍልጦ ክረክብ ዝደለኽዎ ዲፕሎማ ካሊእ ዓዲ እንተለኒ ንመን ክረክብ ?
Academic Information Centre
ቁፅሪ ስልኪ: (+371) 67225155
ኢሜይል: aic@aic.lv
ዘለኒ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ኣፍልጦ ክረክብ ወይ ሓዱሽ ፍቓድ መዘወሪ መኪና ከውፅእ እንተደልየ ንመን ክረክብ ይግበኣኒ?
Road Traffic Safety Directorate (CSDD)
ቁፅሪ ስልኪ: (+371) 67025777
ኢሜይል: csdd@csdd.gov.lv
ጠቀምቲ ፍልፍላት ኢንተርኔት
http://www.beglis.lv
ንፅግዕተኛታት ፖለቲካ ፣ስደተኛታትን ግዚያዊ ፅግዕተኛታትን ብቋንታት ላቲቭያ፣ ራሽያ፣ ኢንግሊዝ፣ ፈረንሳይ፣ ዓረብን ዳሪን እዋናዊ ዝኾነ ሓበሬታ የቅርብ።
http://www.integration.lv
ኣብ ላቲቭያ ንዝነብሩ ዜጋታት ሳልሳይ ሃገር ሓበሬታ የቅርብ፦
- ንዜጋታት ሳልሳይ ሃገር ዝፍቀዱ ግልጋሎታት
- ብመንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ብዛዕባ ዝትግበሩ ምንቅስቓሳት ውህደት ዝምልከት እዋናዊ ሓበሬታ የቅርብ
- ንዜጋታት ሳልሳይ ሃገር ዘድልዩ ሓበሬታን ፍልፍላትን